https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3808
ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት: ፅሬት :ሕትመት ሎት1 ኤለክትሪክ :ኤለክትሮኒክስ: ህንፃ መሳሒ ሎት 2 ናይ ስፔር: አቁሑት :ቀወምቲ ንብረት ሎት 3 ደምቢ ልብሲ ሎት 4 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 30, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • ሰነድ ጨረታ ካብ 29/ 03 /2010 ዓም ክሳብ 16 /04 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ዒስራ(20 ) ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

ሕጋዊ ንግዲ ፈቀድ ዘለኩም

 መለለይ ቁፅሪን/ tin number

ተወሳኪ እስት ታክስ ዝተመዝገብኩም

ናይ ወርሒ መስከረምን ጥቅምትን 2010 ዓም ዲክለር ዝገበርኩም

ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም

መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ

ጨረታ ዝዕፀወሉ 16 /04 /2010 ዓም ሰዓት 4:00

ጨረታ ዝክፈተሉ 16 /04 /2010 ዓም ሰዓት 4:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 00 51

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ