ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ንከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ንብረት : ኣዉቶማቲክ ፌዩዝ 50 ኣምፒር ጋሻ : ኮንታክተር ባዕል 220 ን 240 ቫልት ን 380 ቫልትን ስራሕቲ ህንዲ 80 ኣምፒር : ፎቶ ሲል ታይፒ 221 ስራሕቲ ጃፓን : ሰድዩም ኣምፑል ስራሕቲ ህንዲ 250 ዋት : Blasta sodium fixture ማለት GSM light 250 ዋት Big xl 250L:ባዕል 2.5 ሚሊ ሜትር ገመድ ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
- ቦታ:ዓዲ ዳዕሮ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ቅድሑ ድማ አተሓሒዙ ከቅረብ ዝክእል
- ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዱሑ ዉን ከቅርብ ዝክእል
- ናይቲ ተወሳኪ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ቅዱሑ ዉን ከቅርብ ዝክእለ
- መለለዮ ከፋላይ ታክስ ዘለዎ ናይ ዘበኑ ዝሐደሰን ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ተወሳኬ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ቅዳሕ ፀብፃብ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 25 /03 /2010 ዓም ክሳብ 9/4/2010 ዓም
- ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት መዝጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ብምምፃእ ክወስዱ ይክእሉ
- ሰነድ ጨረታ 9/4/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 በዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ከይተከፈት ዝምለስ ፖስታ ኣይህልዉን
- መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- እቲ ተጨራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርድ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሉ ፌርማ ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ብምግባር ቅዳሕ ብፖስታ ዓሺጉ ከእትዉ ይግባእ
- እቲ ቤት መዘጋጃ ጨረታ ምስተከፈተ ካም ኣድላይነቱ ኣቅሑት ክሳብ 20% ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእለ እዩ
- ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል
- እቲ ቤት መዝጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ መምርሒ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344320317