https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3744
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ዕጥቂ ስፖርት ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን አቁሑት መሳርሒ ዕንፀይቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግቡኡ ረቋሕታት

ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ዘሐደስኩምን

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

ናይ 2010 ዓ ም ዘሐደስኩምን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ክተቅርቡ እትከእሉ

ተመዝገብሪ ተወሳኪ ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ሒሳብ ዘፍለጡን

መከበሪ ጨረታ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ቦርዲንግ ኤለክትሪካል ኢንስታሌሽን አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ናይ ማይ መሳርሒ አቁሑትን Â 4000 ቅርሺ ንዕጥቂ ስፖርት Â 2000 ቅርሺ ን መሳርሒ ዕንፀይቲ Â 3000 ቅርሺ ንአቁሑት ሓፂነ መፂን 2000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያን መረጋፍን መፅዐን ናብ ኮሌጅና ዘረክቡ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ

እቲ ጨረታ 2 ታሕሳስ 2010 ዓ ም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343400345 ወይ 0930910263 Â ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።