https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3678
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ፅሕፈት: ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ጋራጅ: ጎማታታት መኪይን : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት መለዋጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ገፀግንን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ናዕዴር ዓዴት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይ ካርድን ዘለኩም መቅረብቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ 2009 ዓም ን 2010 ዓም ዝተሐደሰ : ዝተሐደሰ ናይ 2010 ናይ መቅረባይ ካርዲ : TIN number ዘለኩም መቅረብቲ

2 ኣብ ፅገና ፅገና ሞተር ሳይክል ቫት ዘለዎምን ዘይብሎምን ጋራጃት ክልቲኦም ብማዕረ ክወዳደሩ ይዕድም

3 ብዘይካ ፅገና ሞተር ሳይክል ጋራጅ ንኩሎም ዓይነተ ጨረታታት ንተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም መቅረብቲ ክትሳተፉ ይዕድም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉን በቢወርሒ ኣታዊ ዝገበርኩምሉ ክሳብ መስከረም 30 2010 አታዊ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዘተሓሕዝ ክከዉን አለዎ

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፅንሐሉ ግዜ 20/2/2010 ክሳበ 12/3/2010 ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ዝተኣሸገገ ፖስታ ዋና ምስ ቅደሕ ነንበየኑ ተፈላለዩ ተኣሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንብረትን ዝረከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

6 ጨረታ ክፈተሉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት 12/3/2010 ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መከበሪ ጨረታን መሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ብስፔሲፊኬሽን ተቀሚጡ ይርከብ ካልኣት ኣድላይ ሐበሬታ እወን ኣብፔስፊኬሽን ተቀሚጡ ይርከብ

8 ሰዓርቲ ጨረታ ብናይ በዓልኩም መጎዓዓዝን መራገፍን ናብቲ ቤት ፅሕፈተ ከተማ ሰመማ ኣብ ዉሽጢ 13 መዓልቲ ክተረክቡ ኣለኩም

9 ኣቅሑት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቅሑት ኣብ ዝረከበሉ ቦታ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣብ 20 መዓልቲ ተፀጊነን ክዉድኣ አለዎን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬት ብቁፅሪ ስልኪ 0345570156 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል Â