https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3669
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሰቲት ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  1. ርክክብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ
  2. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝዉፀሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/2/2010 ዓም ክሳብ 8/3/2010 ዓ/ም
  3. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/3/2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጎሆ
  4. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8/3/2010 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ጉጅለ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቁፅሪ 11 ሑመራ ይከወን
  5. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ክፍሊ ቁፅሪ 11 ጉጅለ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ዘየምለስ ብር 50 ቅርሺ ብምክፋል ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንዳከፈሉ ምግዛእ ይክእሉ
  6. ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ
  7. ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ አብ ከተማ መቐለ ቤት ምኽሪ ዘርፊ ማሕበራት ምልከታ መለጠፊ ቦርድ አብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ስለዝርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ምዉሳድ ምንባብ/ይኽእሉ

ስልኪ ቁፅሪ 0344480001 ፋክስ 0344480017