https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3626
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት

1 ቆፃርን መገጣጠሚ ቱቦ

2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣

ናይ ሕጋዉነት መረጋገፂ ዘማለአ ናብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ኮረም መፂኡ እቲ ጨረታ ሰነድ ንክገዝእ እናዓደምና

ዘይምለስ ንትቦን ቆፃርን መገጣጠምን 100 ቅርሺ ንፅሕፈት መሳርሒ 30 ቅርሺ እቲ ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 15 ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 12 ኮይኑ ክፍሊት መረዳእታ ምስለኣክኩም ዝክፈል ምካኑ ይገልፅ

ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 17 ጥቅምቲ 2010 ዓ ም ክሳብ 5 ሕዳር 2010 ዓም ኣብ ዘሎ መዓልቲ ምዉሳድ ይከኣል

ሳንዱቅ ጨረታ 5 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

ንዝበለፀ ሓበሬታ መምርሒ ተጫረቲ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510048 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ