https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3623
ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንኩለን ኣብያተ ዕዮ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊታ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ከማልእዉ

በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

መለለዮ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ ሰነድ ክተቅርቡ ትክእሉ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 13 ጥቅምቲ 2010 ዓም ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2010 ዓም ይከዉን

እቲ ጨረታ 27 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 400 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ይክፍት

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ይክፈት

መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ይከዉን

ሰነድ ጨረታ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ

ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ንብረት ዘረክብ

10% ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346640346 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል