https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3606
ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ኮምፒተርን አቁሑት ኤለክትሪክን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሕን ካልኦት ናዉትታት ትምህርቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓ/ም ዘሐደሱን

 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሓምለ 2009 ፀብፃብ ዝገበረ

 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 8 /02 /2010 ዓም ክሳብ 28 /02 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይከኣል

 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አቅርቢዎ ቆፂሩን ዘረከብ

 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 28/02/2010 ዓ/ም  ሰዓት 4:30 ይክፈት

 እቲ ርካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914494430/ 0914191987 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ