ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ቀደማይ ዙር ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 21, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 21, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
- ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ቢሮ ትልምን ፋይናስን ብዘዉፅኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም Â መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል
- መኽበሪ ጨረታ
- ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑትብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ
- ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእል
- ዋጋ ሰነድ ጨረታ
- ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል
- ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቢሮ ቑፅሪ 34 ካብ ዕለት 7/02/2010 ዓ/ም 21/02/2010ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ
- ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት
- ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑት ንዕለት 21/02/2010ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
- ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ ዕለት 21/02/2010ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
- Â ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ አይተኣጎጎልን
- ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ
- ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ
- ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ