https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3581
ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ኣብ ከተማ አክሱምን ዓዲግራትን ዝርከቡ አዳራሽ ወናብራት ኤለክትሮኒክስ( ድምፅን ቪድዮን) ካብ ንብረት ምቅራብ ክሳብ ተከላ ተፈቲኑ ዘረክብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ዝደለየት ንክትወዳደሩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት

ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ100 ቅርሺ

ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 14/02/ 2010 ዓም ሰዓት11:30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ Â 15 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 4:30

ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ስቁÂ 0344400336