https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3574
ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ምግብና ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

·Â Â Â Â Â Â Â Â ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

·Â Â Â Â Â Â Â Â መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

·Â Â Â Â Â Â Â Â ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም

·Â Â Â Â Â Â Â Â ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝገበረ ምካኑ

·Â Â Â Â Â Â Â Â ናይ 2009 ዓም ናይ መቅረባይነት ዘለኩም መረዳእታ ዋናት ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ ክትጫረቱ ትክእሉ

·Â Â Â Â Â Â Â Â መክበሪ ጨረታ ንምግብና 15000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ህንፃን ድማ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ

·Â Â Â Â Â Â Â Â ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 11 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

·Â Â Â Â Â Â Â Â ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

·Â Â Â Â Â Â Â Â ጨረታ ዝዕፀወሉ 15 ጥቅምቲ 2010 ዓም ንመሳርሒ ፅሕፈትን ህንፃ መሳርሕን ሰዓት 4:20 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:40 ይክፈት ንናይ ምግብና ድማ ሰዓት 8:20 ተዓፅዮ በቲ ዕልትሰዓት 8:40 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344450953 /0344451922ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።