https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3561
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ/ ዝ/ ዉ/ ማሕበር ን ናብ ዝትፈላለዮ ከተማታት ትግራይን አምሓራን ሲሚንቶን ዘይቲ ብልዕን ዘጎዓዕዝ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 2, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2009 ዓም ዘለዎ

2 ቁፅሪ መለለዮ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ

3 ጨረታ መከበሪ 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ዘትሕዝ

4 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 04 /02 /2010 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

5 ጨረታ 04 /02 /2010Â ዓም ሰዓት ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

ተወሳኪ ሓበሬታ ተደልዩም ብቁፅሪ ስልኪ 0344405744 / 0344405742 ብምድዋል ሐበሬታ ምርካብ