https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/356
ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት መሰረት ብምግባር::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ጨረታ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት መሰረት ብምግባር::

1 ናይ መኪና ስፔር ፓርት - C.P.O 3000 ብር

2 ናይ ኬሚካላት ፀረ ባልዕ መድሓንታት - C.P.O 2000 ብር

3 ናይ ምርምር ኣቁሑት - C.P.O 1500 ብር

4 ናይ ኣናእሽተን መሳርሒ - C.P.O 1000 ብር

5 ባህር ዛፍ - C.P.O 1000 ብር

6 ህ /መሳርያ - C.P.O 1000ብር

7 ሓሸዋን እምኒንን - C.P.O 1000ብር

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  1. በቢ ዘርፉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ::

  2. ናይ መቅረባይንት ካርዲ ዘለዎ::

  3. ልዕሊ 100000 ዝኾነ ጨረታ ናይ ቫት ሰርትፍኬት ዘለዎ::

  4. ቲን ነምበር ዘሎዎ::

  5. ናይ ታህሳስ 2007 ዓ/ም ዲክላሬሽን ኮፒ ክቅርብ ዝክእል:;

  6. ናይ ጨረታ መክበሪ ብስም ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም::

  7. ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20 ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/ 05 /07 ጀሚሩ ክሳብ 12/ 06 /07 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብ ማእኽል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል::

  8. እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 12/ 06 /07 ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክሎምቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት::


 

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኸን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::


 

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስለኪ ቁፅሪ 0347740546