https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3559
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና: መሳርሒ ፅሕፈት:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :ስራሕቲ ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 26 መስከረም 2010 ዓም ክሳብ 13 ጥቅምቲ 2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል

NB:ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ካብ 13 -15 ጥቅምቲ 2010 ዓም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት

  1. ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2009ን 2010ን ዓም ከቅርብ ዝክእል
  2. መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
  3. ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
  4. ናይ ወርሒ ነሓሰ ወይ መስከረም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  5. መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2010 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
  6. መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
  8. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን ንፅሕፈት መሳርሒ 13 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  9. ንኮምፕተርን ተዛመድቲ ዝኮኑ ድማ 13 ጥቅምቲ ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  10. ንናዉቲ መለዋወጢ መኪና ድማ 14 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  11. ንስራሕቲ ሕትመት ድማ 14 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  12. ንኤለክትሮኒክስ ፅገና ድማ 15 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  13. ንሞተር ሳይክል ፅገና ድማ 15 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  14. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  15. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል