https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3553
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሬት መሳርሒ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ብዘርፉናይ 2009 ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግድፍቓድኮፒከተታሓሕዙትክእሉ::

2 ናይመቅረባይምዝገባሰርትፊኬትንTIN ቑፅሪዝሐዘኮፒከተታሓሕዙትኽእሉ::

3 ዘቕርቡዎመወዳደሪዋጋቫትዘሓወሰክኽዉንአለዎ::

4 ጨረታመኽበሪ 3000 ብ CPO ወይብጥረገንዘብከትሕዙዝኽእል::

5 ዝተአዘዘንብረትአሸናፊኾይኖምእንትርከቡ 10% ዉዕሊመክበሪብምትሓዝዉዕሊካብዝአሰሩአብዉሸጢ 15ተመዓልቲኣጠቃሊሎምኣታዊይገብሩ

6 መቅረባይከይፈፀምካብዝተረፈጠቅላላናይቲዉዕሊዋጋበብመዓልቲ 0.1%ወይ 1/1000 ቅፅዓትዝከፍልምካኑፈሊጡንበረትብእዋኑከእቱይግባእ

6ጨረታአብአየርዝፀንሐሉጊዜካብዕለት25 /01/ 2010 - 09/02/ 2010 ዓ/ም ኮይኑኣብናይመወዳእታመዓልቲልክዕሰዓት 8:30 ተዓሺጉድሕሪቀትሪሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ዋጋ 20 ቅርሺ

8 ትካልናካልእዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዘመሰሉዝተሐለወእዩ::

o   ንተወሳኺሓበሬታብስቑ 0344418556 ወይም 0914786075ምርካብይካአልእዩ::