https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3535
ንማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት: አቁሑት መለዋወጢ መኪና :አቁሑት ፅገና ማሸን: ሕትመት :አቁሑት ፅገና ገዛን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ተወዳደሪ ከማልእዎም ዝግባእ

መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

ንብረት አብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ አጠናቂቁ ዘቅርብ

ዝተሓደሰ ሐጋዊ ንግዲ ፍቃድ ተመዝገብቲ ተወሰኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ግብሪ አታዊ ዝገበርሉ መረዳእታ ቅዳሕ ብምግባር ከተሓሕዙ ይግባእ

ጨረታ ካብ 23/ 01/ 2010 ዓም ብምዉሳድ ክሳብ 06 /02 /2010 ዓም ልክዕ 11:00 ሰዓትÂ ምእታዉ ይክእሉ

ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 06 /02 /2010 ዓም ሰዓት 11:30 ዝክፈተሉ ድማ 07/ 02/ 2010 ዓም ሰዓት 3:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347753596