https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3523
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሒ ፅሕፈት ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል አፋዉስን ፀረባልዕን ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሳይክልን ናዉቲ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ቡንባ ዕጥቂ ስፖርትን ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ደቀቅቲ ሸቀጣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 19, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  1. ኣብቲ ዉድድረ ክካፈሉ ዝግብኦም መቅረብቲ ንዘቅርብዎም ኣቁሑት ዝተተሓሓዘ ዝተሓደሰÂ ናይ Â 2009 ን 2010ን Â በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. መሳርሒ ፅሕፈት ንምቅራብ ንትወዳደሩ ን ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ናይ ወርሒ ሰነ 2009 ዓ ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 06 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
  4. ሳንዱቅ ጨረታ 06/ 02/ 2010 ዓም ሰዓት 3:10 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንዝበለፀ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ

    5. እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

    6. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â