https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3518
ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈትመሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ህንፃመሳርሒ አቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 29, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሃገረ ሰላም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 29, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ናይ 2009 ን 2010ን ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድክተቅርቡትክእሉ

2 ዝተሐደሰመቅረባይነትሰርተፊኬትክተቅርቡትክእሉ

3 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪሰርተፊኬትከትቀርቡትክእሉ

4 ናይ ቫት ሰርቴፊኬትን ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2009 ዓምዴክሌርዝገበርኩሙሉመረዳእታንክተቅረቡትክእሉ

6 ጨረታሰዓርቲእንተከይንኩምዝሰዓርኩምዎንብረትዉዕሊካብዝኣሰርኩምዎዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 5 መዓልቲብፅሬትንመጠንንብናይባዕልኩምመጎዓዝያናብትካልናክተቅርቡትክእሉ

7 መወዳደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምንፌርማንክህልዎይግባእ

8 ተጫረቲዘይመለስ 30 እናከፈልኩምሰነድጨረታካብ ሃ/ሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብረትምምርካብ 8/01/2010 ዓምክሳብ 29/01/2010 ሰዓት 8:00 እናመፃእኩምክትወስዱትክእሉ

9 ተጫረቲናይጨረታዉሕስና ንፅሕፈትመሳሒብር 5000 :ሎት 2 ናይኮንስትራክሽንኣቁሑብር 5000 :ናይኤሌክትሮኒክስኣቁሑት 3000 ብር ንአቁሑት ፅሬት 3000ቅርሺ CPOÂ ብጥረገንዝብብባንኪዝተረጋገፀቼክወይካልእከተትሕዙትክእሉ

11 እትህብዎዋገጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩ ን 15 መዓልቲፀኒዑይፀንሕ

12 እቲጨረታዕለት 29/01/2010 ዓምልክዕሰዓት 8:00 ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለት 8:30 ኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንኮሌጅከይዲስራሕዕደጋንፋይናንስንንብረትምምሕዳርንተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረከብሉይክፈት

13ተጫረቲሰብዋናወይምተወከልተምእንተዘይተረኪቦምምክፋትከይዲስራሕጨረታኣይተኣጎጎልንወይምከይተከፈተዝምለስፖስታየለን

14 ትካልናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኪቡበሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

15 ንዝበለፀሐበሬታብኣካልኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንኮሌጅብስልኪቁፅሪ 0919529700 ደዊልኩምምሕታትትክእሉኢኩም