https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3512
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎምዘበን ንዝክበር ዓለም ለከ መዓልቲ ቱሪዝም ምክንያት ብምግባር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዑደት ስለዝገብር ንተጎዓዝቲ ዝከና 3 ኣዉቶቡስ : ሃንቲ ሃይሩፍን 10 ኮብራ መኪናን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ :ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 ክላዉዶ ዝገበራ

3 ኢንሹር ዝኮነ

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፌኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 12/1/10 ዓ/ም ጀሚሩ 10.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

5 እቲ ጨረታ ዕለት 12/1/10 ተጀሚሩ ዕለት 27/1/10 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::

6 ጨረታ ዕለት 27/1/10 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊÂ ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክትእትዉ ንሕብር

9 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::