https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3243
ቤት ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ትልምን ፋይናንስን ኣብ ግልጋሎት ዉዒሎም ዝተመሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 23, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እዚ ግልፂ ጨረታ ዘይመለስ ብር 30 ሰነድ ብምግዛእ ክጫረት ዝደሊ

2 እዚ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20/10/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 28/10/2009 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ይከዉን

3 አዚ ጨረታ ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳፅን እስካብ ዕለት 28/10/2009 ዓም ሰዓት 9:00 ተኣሺጉ ሰዓት 9:15 ጨረታ ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ቤት ፅሐፈት ትልምን ፈይናንስ ይክፈት

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 2000 ከትሕዝ ዝክእል

5 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲታት ከልእል ዝክእል

7 በቲ ዝወፀ መዐቀኒ ዝርዝር ዘጉላእልእ ዘትሓዞ ናይ መክበሪ ዉዕል ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣተዊ ይከዉን

8 ሰነድ ዝሽየጠሉ ቤት ፅሕፈትና ወረዳ ቆላ ተምቤን ልምዓት እቶት

9 እቲ ኣብ ታሕቲ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ትጫራታይ ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ብዓይኑ ሪኢዩ ንክጫረት ንሕብር