https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/320
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ከተማ ቢሮ መቐለ ዋና ዉሽጢ ንትስረሖ ዘላ ህንፃ ዘዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት /

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ኣብ ከተማ ቢሮ መቐለ ዋና ዉሽጢ ንትስረሖ ዘላ ህንፃ ዘዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ጨረታአወዳዲሩንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉተዘርዚሩብዘሎመሰረትክወዳደሩዝክእሉምኮኖምንሕብር::

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫራቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 304 ብር 100.00 /ሓደ ሚእቲ/ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ::

2 ቫት ተመዝገብቲን መለለዩ ቲንን ቁፅሪ ዘለዎም::

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% /ክለተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መከበሪ /ቢድ ቦንድ /ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም::

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/05/2007 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሸት /9:00 / ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ አብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይክእሉ::

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/05/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:15 አበ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝርከብሉ እዩ::

6 ኣሸናፊ ዝኾነ ተጫራታይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሮም እቲ ስራሕ ክጅምሩ ይግባእ::

7 አቲ ድርጅት ዝሓሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::