https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2820
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ጋብዮን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

1. ሕጋዊንግዲፍቃድ ዘለዎዓመታዊግብሪዝከፈለን 2009 በጀትዓመትንግዲፍቃድዘሐደሰ

2. ናይነጋዳይመለለዩቁፅሪቲንነምበርዘለዎ

3. ኣብመቅረብቲዝርዝር ዝተመዝገበ

4. ቫት ዝተመዝገበን ናይጥሪ 2009 ዓምሒሳቡዘፍለጥሉከቅርቡዝክእሉ

5. ልዕልክብሉናይዝተጠቀሱረቋሕታት መረዳእታዋንኡንፎቶኮፒኡን ከቅርብዝክእል

6. ንጨረታመክበሪንዘይሰዓረሹዑንሹዑዝምለስ 3,000 ቅርሺብጥረገንዘብ ወይተረጋጊፁ ዝቀረበቼክከትሕዙዝክእሉ

7. ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ኣብ ከተማ አክሱም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ኮይኑ ኣብ ህንፃ ዞባ ማእከል ምድር ቤት ይከዉን

8. ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ

9. ጨረታሳንዱቅዝዕፀወሉ 5 ሚያዝያ 2009 ዓምሰዓት 3 ፡30 ናይንጉሆ ተዓፅዮ በቲ ዕልት ሰዓት 4:00 ይክፈት

10.        ቤትፅሕፈትናመማራፂእንተረኪቡእቲጨረታብክፋልይኩንብሙሉአናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንዝበለፀሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0347753263 ብምድዋልምሕታትይካአል