https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/257
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ አቁሑት/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝገባእ ረቆሓታት

  1. ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን::

  2. ጨረታ ዘሸነፈ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘተአዘዘ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል::

  3. ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል::

  4. ናይቲ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO 2% ከትሕዝ ዝኽእል::

  5. ጨረታ ሰነድ ዝአተዋሉ (ዝእከበሉ) ካብ ዕለት 10/ 04 /2007 ዓ/ም ይኸዉን::

  6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 20 /04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ይኸዉን ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20 /04/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኽዉን::

  7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ የኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::