https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2466
ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ነቲ ቤት ዕዮ ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ ተገጣጠምትን ሓደገኛ ሓፁር ኤለክትሪክ አቁሑትን ከምኡዉን ኤለክትሮኒክስ ንዉሽጢ እቶት ትምህርንትን ስልጠናን ዝዉዕሉ ንብረታት ከቅርቡ ዝክእሉ ነጋዶ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቲን ነምበር ቫት

ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጡ

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዋናን ቅዳሕን ዘቅርቡ

መከበሪ ጨረታ ብ ጥረገንዘብ ወይ ሲፒኦ ንኤለክትሮኒክስን ሓደጋኛ ሓፁርን ከምኡዉን መሳርሒ ህንፃ 7000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት 2500 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ንፍርናሽ 1500 ቅርሺ

ተወዳደርቲ ዋጋ ምስ ቫቱን ከምኡዉን ዊዝሆልዲንግ 2% ሓሲቦም ክወዳደሩ አለዎም

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 1 ጥሪ ክሳብ 15 ጥሪ 2009 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 16 ጥሪ 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:20 ይክፈት

ጨረታ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ይኣስር

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344442182/ 0344443839 /0344442289