https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2425
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ፕስችሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:ፋፂ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ምስቲስራሕኣግባብነትዘለዎናይ 2009 ዓምንግዲፍቃድዘሐደሰ

2 ቲንቁፅሪዘቅርቡ

3ኣብተመሳሳሊቤትፅሕፈትግልጋሎትመስተማይብኣክርዋልቤዝኣሰራርሓሒሳበልዕሊሐደግዜዝፀዓኑንማካኖምምስክርወረቀትዘቅርቡ

4 መክበሪጨረታብር 1000/ሐደሽሕ/ኣፍልጦካብዝተወየሃቦባንኪዝተረጋገፀስፒኦከትሕዝዝክእል

5 ተጫረቲምሽናፎምምስተነገሮምኣብ 5 መዓልቲዉሽጢዉዕልክኣስሩዝክእሉ

6 ተጫረቲኣብቤትፅሕፈትናዝተዳለወናይጨረታዝርዝር TOR ዘይምለስብር 20 ብምክፋልካብ 18/4/2009 ዓምክሳብ 08/5/ 2009 ዓምሰዓት 400 ክወስዱዝክእሉምካኖምጨረታዕለት 8/5/2009 ዓምሰዓት 4:30 ተዓፅዩበቲዕለትሰዓት 5:00 ተጫረቲወይሕጋዊወኪላቶምብዘለዉዎኣብቤትፅሕፈትናዝክፈትይከዉን

7ዘእትዉዎናይሐደዋጋንጠቅላላዋጋንስርዝድልዝዘይብሉንናይድርጀቶምማህተምንፊርማንብዘለዎብዝተዓሸገፖስታከእትዉይግባእ

8ኣብቲዝመልእዎደኪመንትናይቤትፅሕፈትማህተምዝዓረፎብኦርጅናልተመሊኡዝቀረበጥራሕተቀባልነትይህልዎ

9 ተጫረቲዘድሊመረዳእታኦርጅናልኮፒንፖስታፈላልዩምከቅረቡአለዎም

10ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡጨረታብክፋልይኩንብምሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

11 ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220/ 0914765388 / 0914777483 ይጠይቁ