https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2421
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ አቁሑትን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2009 ዓ/ም ዲክለርÂ ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 19/04/2009 ዓ/ም እስካብ ዕለት 04/05/ 2009 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋንÂ ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  4. መክበሪ ጨረታ ንናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ አቁሑት 5000 ቅርሺ ብር : ንሕትመትÂ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  5. Â እቲ ጨረታ 04/05/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈትÂ
  6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ
  7. ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914165013 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::