https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2400
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ ዝተፈላለዩ ዘርኢ ኣግራባት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
  • ልዕሊ 100,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ

1 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርቡ አለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይንት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

5 መክበሪ ጨረታ 2000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 10/04/2009 ዓም ዘይምለስ 30 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እትክእሉ እንትኮኑ

6 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዓሉ ግዜ ዕለት 25/04 /2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/ 0069 /0914260636/ 0963511559/ 0914215255