https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2389
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢማተሪያል ህንፃ መሳርሒ :ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት :ዉፅኢት ማዕድንብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 11, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2009 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ናይ ወርሒ ሕዳር 2009 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ናይ ኢ/ማተሪያል(ህንፃ መሳርሒ) 4000 ቅርሺ ንዉፅኢት መዓድን 4000 ቅርሺ: ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ቅርሺ ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝን መራገፈን ናብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ቢሮ ፋይናንስ ከቅርቡዝክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ባዕሎም ፍቃድ ንግዲ ዘርፊ ዘለዎም ክከዉን ይግባእ

7 ተጫቲ ኣብ ዘቀርብዎ ሰነድ ሽሞም ፊርማን ማሕተምን ከስፈሩ አለዎም

8 ተጫረቲ አብ ዘቅረብዎ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸዉን አለዎ

9 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ደኩመንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺጎም ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፍ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 45 መዓልቲ ይኸዉን

11 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከይዲ /ስራሕ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/04/2009 ዓ/ም አብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ 5:30 ይክፈት

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0344340033 ወይድማ 0343400010 ወይ ብምድዋል ምሕታት ይከኣል