https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2361
ኮሌጅ ቴክኒክ ሰሓርቲ ሳምረ ን 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

ናይ 2008 ን 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት

ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ

ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ

ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2009 ዓም ሒሳብ ዝወራረድሉ መረዳእታ

መጋዕዝያ ብናይ ባዕሎም ዝሽፍኑ

ሰነድ ዋጋ ካብ 3 ታሕሳስ ክሳብ 17 ታሕሳስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

ጨረታ መከበሪ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 አቁሑ ኤለክትሮኒክስ ሎት 4 መሳርሒ ህንፃ ሎት 5 አዉቶሞቲቭ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከተሕዙ ዝክእሉ

ጨረታ 17 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዮ 18 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914150841 0914837266