https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2355
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሎት 1ናይ ሻራ ባነር ስራሕቲ ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 5, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::
  2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  3. ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ መስከረም 2009 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  4. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  5. መኽበሪ ጨረታ ንሎት 1ን ሎት 3ብር5,000 ንሎት 2 3000 ቅርሺ ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::
  6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሰምዒ ብዝተአሸገ ኤንቨሎፕ ሓደ ዋንኡን ሓደ ቕዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
  7. ጨረታ ታሕሳስ 5/ 2009 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ይፀንሕ
  8. ጨረታ 19 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት:
  9. ነዙይ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::
  10. ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ Â 251 03 44 40 47 15/ 251 03 44 40 04 51ምድዋል ይከአል: