https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2354
ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት 2009 ዓም ንፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 12, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 12, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መፍለይ ቁፅሪ TIN ዘለዎ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ተቅረቡ ትክእሉ ክምኡዉን ወርሓዊ ዲክለሬሽን ተቅርቡ ትክእሉ

2 መክበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ብር 3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእሉ

3 መሸጢ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20 ብምክፋል ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 5 ካብ ዕለት 27/03/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 12/4 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እተቲ ጨረታ 12/4/2009 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝዕደም ኣቁሑት ከም ኣድላይነቱ 20% ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምኡ እዉን ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 60 መዓልቲ ይከዉን

6 እዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝከነ አካል ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከረክብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊስኩም ክተቅርቡ አለኩም ቫት የወስኪ ኢልካ ምፅሓፍ ኣይካኣልን

8 ሰዓራይ ንዘሸነፎ ንብረት ኣቁሑት በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ትክክል ምካኑ ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ 10 መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ይገብር

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ቡሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ቤት ፅሕፈትና ዝርበሉ ቀበሌ 16 ናይ ቀደም ስታስቲክስ ቢሮ ዝነበረ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል

ስቁ 0342415009 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ