https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2345
ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ተመዝገብቲ ቫት ዝኮንኩም

2 መግዝኢ ሰነድ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ ዕለት 05/ 04/ 2009 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 05/ 04 /2009 ዓም ሰዓት 4:00

ጨረታ ዝክፈተሉ 05 /04/ 2009 ዓም ሰዓት 4:30

ኣድራሻ መቐለ ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ Â

ንዝበለፀ ሐበሬታ

ስልኪ 0914723841Â ወይም 0914727888Â