https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2337
ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈትመሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ህንፃመሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሃገረ ሰላም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2009 ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድክተቅርቡትክእሉ

2 ናይ 2009 ዓምዝተሐደሰመቅረባይነትሰርተፊኬትክተቅርቡትክእሉ

3 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪሰርተፊኬትከትቀርቡትክእሉ

4 ናይቫትሰርቴፊኬትንክተቅርቡትክእሉ

5 ናይወርሒመስከረምጥቅምቲ 2008 ዓምዴክሌርዝገበርኩሙሉመረዳእታንክተቅረቡትክእሉ

6 ጨረታሰዓርቲእንተከይንኩምዝሰዓርኩምዎንብረትዉዕሊካብዝኣሰርኩምዎዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 5 መዓልቲብፅሬትንመጠንንብናይባዕልኩምመጎዓዝያናብትካልናክተቅርቡትክእሉ

7 መወዳደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምንፌርማንክህልዎይግባእ

8 ተጫረቲዘይመለስ 30 እናከፈልኩምሰነድጨረታካብ ሃ/ሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብረትምምርካብ 29/03/2009 ዓምክሳብ 18/04/2009 ሰዓት 8:00 እናመፃእኩምክትወስዱትክእሉ

9 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናሎት 1 ፅሕፈትመሳሒብር5000 :ሎት 2 ናይኮንስትራክሽንኣቁሑብር 4000 :ሎት 3 ናይኤሌክትሮኒክስኣቁሑት 5000 ብር CPOÂ ብጥረገንዝብብባንኪዝተረጋገፀቼክወይካልእከተትሕዙትክእሉ

10 ኣብጨረታተወደዲሮምናይዘሸነፍዎ 5000 እንተከይኑቫት 15% ሃ/ሰላምቴክኒክንሞያንኮሌጅተቖሪፁኣታዊይከዉን

11 እትህብዎዋገጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩ ን 15 መዓልቲፀኒዑይፀንሕ

12 እቲጨረታዕለት 18/04/2009 ዓምልክዕሰዓት 8:00 ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለት 8:30 ኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንኮሌጅከይዲስራሕዕደጋንፋይናንስንንብረትምምሕዳርንተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረከብሉይክፈት

13 ተጫረቲሰብዋናወይምተወከልተምእንተዘይተረኪቦምምክፋትከይዲስራሕጨረታኣይተኣጎጎልንወይምከይተከፈተዝምለስፖስታየለን

14 ትካልናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኪቡበሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

15 ንዝበለፀሐበሬታብኣካልኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንኮሌጅብስልኪቁፅሪ 2510914240808 ደዊልኩምምሕታትትክእሉኢኩም