https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2321
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ ዓድዋ ንምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ንአማከርቲ ትካላት ኣጫረቲቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብአርክቴክቸራር ኢንጂነሪንግ ብኣማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን አርክቴክቸራር አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ ወይዉን ጀነራል ኢንጂነሪንግ አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 24, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. Â ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
  3. ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ
  4. ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት
  5. ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም
  6. ናይ መማከርቲ ፍቃድ
  7. ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ
  8. ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21 ታሕሳስ 2009 ዓም Â ዘይምለስ 300 ቅርሺ እንዳከፈሉ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

ተወሳኪ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ስልክታታት ቁፅሪ

0344408775 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ