https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2289
ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:25
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ መኪና ጎማ ናይ ጀነሬተርን መካይንን ባትርን :አቁሑት ኤለክትሮኒከስ: ናይ ማይ ባንባ መሳርሒ:ደንቢ ክዳንን ጫማን ዝርዝር መምርሕታት ሰነድ ኣብ መቀለ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ቢሮ ቁፅሪ 42 ይርከብ

2 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ናይ ፈርኒቸር አቁሑት: ሕትመት ስርሕቲ: ፀባ ዓፅሚ ዘይብሉ ናይ ጤል ስጋ ዝርዝር መምርሕታት ሰነድን ካብ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሐመራ ምዉሳድ ይከኣል

ካብ ዕለት 13 /03 /2009 ዓም ክሳብ 3 /4/ 2009 ዓም ሰዓት 11: 00 ናመፃእኩም ዘይምለስ 25 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ትክእሉ

እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ 4 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፍት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344481035 ወይድማ Â 0914111172