https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2282
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንበረታት ሀለቅትን ቀወምትን አቁሑት ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 14, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት 2 ኤለክትሮኒክስ

ሎት 3 ፈርኒቸር

ተጫረቲ ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ሰርትፍኬት ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዲክለረሽንን ኮይኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል እስካብ 27 ሕዳር 2009 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

መከበሪ ጨረታ ንሎት 1ን ሎት 3ን 3000 ቅርሺ ንሎት 2 5500

ጨረታ 27 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ክምኡዉን 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400527