https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2266
ኣፅቢ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈተ መሳርሕታት: ኤለክትሮኒክስ: ኬሚካላት: ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ስፖርት ማተርያልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓ/ም ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ

4 ተጫረቲ 2% ኽኽፍሉ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ አብ ዘቅርብዎ ቫት ሓዊሱ ክኸዉን አለዎ

6 ተጫረቲ ብናይ መጋዓዚያን መራገፊን ናብ ኣፅቢ ላ2ይ ብርኪi ቤት ትምህርቲ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ንጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዝብ ንቤት ትምህርቲ ዝተአዘዘ ንብረት ክሳብዝአትዉ ብር 4000 (አርባዕተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 07/03/2009 ዓ/ም ክሳብ 20/03 2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 5:00

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ አፅቢ ላ2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ፋይናንስ ንብረት መምሕዳር ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ ጥራሕ ከፊሎም ይወስዱ

10 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡ እዉን ዝተማለአ ደኩመንት አብ ዝቐረበሉ እዋን ይከፈት

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/03/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 7:00 ተዓሺጉ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:00 ይኽፈት

12 እቲ ቤት ትምህርቲ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0343400147 /0932340028/ 0914571964 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ