https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2262
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ሕንፃ መሳርሒ: አሌክትሮኒክስ: ምግብን ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ /
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩምÂ ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  5. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
  6. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 8/3/09 Â ዓ/ም እስካብ 22/3/09 ዓ/ም ይኸዉን::
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/3/09 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 22/3/09Â ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  8. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  9. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲÂ ዉዕሊÂ ክአስር ዝክእል::
  10. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  11. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::