https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2261
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2009 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ንጨንፈር ማእከል ዝጥቀመሎም መሳርሒታት ካብ ዘቅርቡ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 17, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

1 ኣብ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለወዎ

4 ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪi ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረተ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 5/3/2009 ዓም ክሳብ 17/3/2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/3/2009 ዓም ሰዓት 3:20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ኣብቲ ጨረታ ክርከብ ዘይክእለ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኣብ ዘየለክሉ ይክፈት ኢሉ ይክእል

እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ ቁፅሪ 034240138