https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2252
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ: ኮብል እስቶን :ኣቁሑት ኤለክትሪካል ኢንዳስትሪ : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ:ኣቁሑት ጨርቃ መርቂን : አቁሑት አዉቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታ አታሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትክእሉ ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈለን

2 ናይ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብክምሉ ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ መቅረበይነት ወረቀት ምስክር Â ዘሐደሰኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ መስከረም 2009 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥቅመሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ኮይኑ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

5 ተጫረቲ ሰነድ ዘይመለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም ክፍሊ ቁፅሪ 5 ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ናይጨረታ መከበሪ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ከቅርብ ዝክእል

 8 እቲ ጨረታ 22 ሕዳር 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት 22 ሕዳር 2009 ዓ/ም 4:30 ኣብ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም ክፍሊ ቁፅሪ 5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ ካብ 60 መዓልቲ ዘይበልፅ

10 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁ ስልኪ Â 0913470817 ወይ 0347753134Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም