https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2199
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ቢሮ: ናዉቲ ሕትመት: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ብስክሌት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2008 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይነ ግብሪ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሰብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናስን እቲ ወረዳ ቢሮ ቁፅሪ 14 ዝዕድጉ

5 መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ 30 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ይክፈት

7 Â ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብቲ ዝተአዘዞ ግዜ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ይገብር

ሰዓራይ ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መክበሪ ከትሕዝ አለዎ

 ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕ ኣብ ክልተ ፖስታ ዓሺጉ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ማህተምን ፌርማን ክገብረሉ አለዎም

ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረትኦም መምርሒ ተጫረቲ ሽምን ማሕተምን ፊርማን ክገብርሉ አለዎም

ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታን ዘይንበብ ቅዳሕን ተቀባልነት የብሉን

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347760316 ወይድማ 0910218938 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል