https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2193
ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መጋዕዝያ ሎትሓደ ሕትመት ጥራዛት ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 24, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም

4 ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንክትወዳደሩ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

5 ናይ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ መስከረም 2009 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ማዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 በቲ ቢሮ ተዳልዩ ዝተወሃበ መዐቀኒ ስፐስፊከሽን መሰረት : ብፅሬትን መጠንን ብጊዜን ብዉዕሊ መሰረት ኣብ ዉሽጢ 60 መዓልቲ ሓቲሙ መዓልቲ እቲ ንብረት ናብቲ ቢሮ ከረክብ ዝክእል

8 መወዳደደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

9 ተጫረቲ ዘይምለስ ንነብሰወከፍ ሎት 50 ሓምሳ ቅርሺ ብር/ Â እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽ መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕደዳርÂ ኣብ ኮምፐሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 179 ካብ 24/02/2009 ዓ/ም ከሳብ 9/ 03/ 2009 ዓ/ም ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተእትዉ ትክእሉ

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሎት ሐደ 17000 /ዓሰርተ ሸዉዓተ ሽሕ/ ከምኡዉን ንሎት ክልት 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ

11 እቲ ጨረታ 9/03/ 2009 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፁዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምምÂ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት :: ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት ኣይታዓናቐፍን

12 ኣብ ጨረታ ንከይሳተፍ ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተአገደ ነገዳይ ናይ እግድ ግዚኡ ወዲኡ እግዱ ከይተልዓለሉ አብ መቅረባነት ክወዳደር ኣይክእልን

13 እቲ ዝቀረበ ንብረት በቲ ናይ ቢሮ ዘቅርብ ስፐስፌኬሽን /ሳምፕል/ መሰረት ብስብ ሞያ ተፈቲሹ ርክክብ ይፍፀም

14 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ምሕታት ይካኣል