https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2190
ኣክሱም ዕዳጋ ማእከል ንዝሃንፆ ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ዘድልዮ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብበዝሒ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 24, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

በዚ መሰረት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለዎ

2 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕል ትራንስፖርት ክሳብ እቲ ቦታ ዘቅርብ

3 ሲፒኦ ብር 100,000(ሓደ ሚኢቲ ሽሕ( ዘትሕዝ)

4 ሰነድ መግዝኢ 200 ብር

5 እቲ ዝቀርብ ብረት ብላብራቶሪ ዝተረጋገፀ ክከዉን ከም ዘለዎ ፈሊጠም እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/ 03/ 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ተረክቡ ምካንኩም ፈሊጥኩም እቲ ጨረታ ዕለት 02 /03 /2009 ዓም ሰዓት 9:00 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0911672583/Â 09174744264/ 0914025677