https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2188
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሎት 2 ኤለክትሮኒክስ አቁሑት

ሎት5 መለዋወጢ አቁሑ መኪና

ሎት 7 ናይ ባህሊ ዘመናዊ መሳርሒ ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ

ካብ ምድብ 1 ክሳብ ምድብ 3 በቢዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ስለዚ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ምድብ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምከፋል ካብ 21 ጥቅምቲ ዓም ክሳብ 6 ሕዳር 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

እቲ ጨረታ 6 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምረኣይ ይከኣል

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0345510258 /0345510562 /0934201064 /0914786225 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል