ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ተሽከርከርቲ ወንበር ዝተኣሳሰዉ ወንበራት ሸልፍ ናይ ወፃኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
- ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 ( ሰላሳ) ብምኽፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 20 ብምግዛእ ኣብ ዘተዳለወ ሳንዱቀ ጨረታ የእትዉ::
- ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 17/ 02/ 2009 ክሳብ 06/ 03/ 2009 ዓም
- ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 6 /03/ 2009 ዓም 8:00
- ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 6 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 8:30
- መክበሪ ጨረታ 1000
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
- ናይ ግብሪ ኸፈላይ መለለይ ካርድ (Tin id) ዘለኩም::
- ናይ መቕረባይ ሰርተፍኬተ ዘለኵም::
- Â
- ትካልና ዝሐሸ መማርፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
- ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ጎኒ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ::
- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኺ ቑፅሪ 0344400210 ይጠቐሙ: