https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2165
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምድብ 1 ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ

ምድብ 2 መጋየፂ መኪናን ኮምፎርትን

ምድብ 3 ስራሕቲ ሕትመት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::
  2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  3. ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ መስከረም 2009 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  4. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  5. መኽበሪ ጨረታ ምድብ 1 ብር 20,000 Â ንምድብ 2 5000 ቅርሺ ንምድብ 3 5000 ቅርሺ ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::
  6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሰምዒ ብዝተአሸገ ኤንቨሎፕ ሓደ ዋንኡን ሓደ ቕዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ Â ኣብ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
  7. ጨረታ ሕዳር 05/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት::
  8. ነዙይ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ንፅሐፈትÂ መሳርሒ ንፅሬት አቅሑት ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::
  9. Â ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ Â 251 03 44 40 47 15/ 251 03 44 40 04 51ምድዋል ይከአል: