https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2158
ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንቤት ዕዮ ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ :ናይ ተሃነፅቲ ምግብና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  • ግብረ 2008 ዓ ም ዝከፈልኩም
  • መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
  • ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም
  • ናይ መቅረባይነት ደፍተር ዘለኩም ክትጫረቱ ትክእሉ
  • መክበሪ ጨረታ ንምግብና 15000 ቅርሺ Â ንካልኦት ዘርፍታት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ
  • ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 11 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
  • ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ
  • ጨረታ ዝዕፀወሉ 30 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 8:20 ድሕሪሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ድማ ጨረታ ልክዕ ሰዓት 8:40 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344450953 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።