https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2156
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ ዝ ዉ ማሕበር ን 2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ንሰራሕተኛ ዝከዉን ክዳን ደንቢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ
  • ናይ ፅሬት ኣቁሑት
  • ንሰራሕተኛ ዝከዉን ክዳን ደንቢ ልብሲ

1 ተዛመድነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ንፅሕፈት መሰርሒ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ደንቢ ልብሲ ዓዳጋይ ብዘቅርቦ ስፔስፊኬሽን ናሙና መሰረት ከቅርብ ዝክእል

3 ብጨረታ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ መክበሪ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 : ንፅሬት ኣቁሑት 3000 : ብር ንስራሕተኛ ዝከዉን መሳርሒ ክዳን ደንቢ ልብሲ 10000 ብር ከትሕዝ ዝክእል

5 ዋጋ ኣነፂሩ ነፀላ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ ምስ ቫቱ ብዘይ ቫቱ ዘቅርብ

6 ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብፍላይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቀሑት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ ሰራሕተኛታት መሳርሒ ክዳን ዋጋ ንሜትሮን መስፈይን ፈልዩ የቅርብ

8 ሰራሕተኛታት ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ስራሕ ቦታ ዉሽጢ Â መቐለ ከይዱ ባዕሉ

9 ኣብ ዉሽጢ ወርሒ ሰፍዩ ዘረክብ

10 ንቐሚ ንብረት እዉን ናሙና መሰረት ከቅርብ ዝክእል

11 ካብ ዕለት 16/02/2009 ዓም ክሳብ 21/2/2009 ዓም ዋጋ ብሰምዒ ዝተኣሸገ ብምምለእን ንዙይ ተባሃሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ይግባእ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/02/2009 ዓም ሰዓት 6:00

13 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/2/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ኣብ ጉና ቢሮ ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ተደልዩም ብቁፅሪ ስልኪ 0344405744 / 0344405742 ብምድዋል ሐበሬታ ምርካብ