https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2150
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሐታይ ኣዲያቦ መለዋወጢ ኣቁሑት ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉን ናይ 2008 ዓም ፍቀድ ንግዲ ዘሐደሱን

2 ናይ መቅረባይነት ወረቅት ምስክር ናይ 2008 ዘሐደሱ

3 ተጫረቲ መለለይ ከፋል ግበሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 11/ 2 /2009 ዓ ም ጀሚሩ ክሳብ 25 ጥቅምቲ 2009 ዓም ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታየ ኣድያቦ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 25 ጥቅምቲ ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

7 መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይን ድማ ብ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ኣብ እዋን ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ተጫረቲ ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ከቅርቡ አለዎም

9 ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231