https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2139
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ጨርቃ ጨርቂ : ፅሬት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2009 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ክኾኑ አለዎም

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉን ከምኡ እዉን ናይ ከፈልቲ ግበሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎምን ንተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡባት ዝኮኑ ክኮኑ አለዎም

3 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 21/02/2009 ዓ/ም ከብ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲ ግራት ጀነራል ሆስፒታል ብግንባር ብምቅራብ ናይቶም ንዉድድር ዝቀረቡ ንብረታት ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 100 ብምክፋል ናብ ዝተዳለወ ናይ መወዳደሪ ሳንዱቅ ብዝተሸገ ኢንቨሎፕ ፖስታ ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ትሕጅ ብር 10000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ መሸነፊ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃቦም ናይ 5ተ መዓልቲ ጊዜን ገደብን ወሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፈዎ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ትሕጃ ብምሓዝ ምስ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ናይ ሐባር ዉዕሊ ምእሳር ግቡእ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ዉድድር ዕለት 21/02/2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ በዚ ዕለት እዚ ዕለት 21/08/2008 ዓም 3:30 ንጉሆ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ዓዲግራት ሆስፒታል ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ይካየድ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344452201